ኣብ መበል 38 ስሩዕ ኣኼባ ኣፍሪቃዊ ሕብረት ንምስታፍ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ካብ ሎሚ ዓርቢ ጀሚሮም ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ። ፈላማ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ ፕረዚደንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ ...
ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ፡ ውድብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ንመምርሒታትን ኣገባባትን እቲ ቦርድ ኣይተኸተለን ብምባል ንሰለስተ ኣዋርሕ ድሕሪ ዘንበሮ ክልከላ፡ ቤት ጽሕፈት ህወሓት ሎሚ ምላሽ ...
ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ኣብ ቀረባ ዝወሰዱዎ ውሳነን ብኽልቲኡ ወገን ክህሉዎ ዝኽእል ረብሓታትን ስክፍታትን ንኸፋሉና ክልተ ክኢልታት ሕጊ ኢና ኣዘራሪብና። ኣጋይሽና ዓወት ልጃለም ካብ መቐለ፡ ኢሳያስ ...
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝቃናዕ ዘሎ መበል 38 ስሩዕ ዋዕላ ኣፍሪቃዊ ሕብረት፡ ጂቡታዊ ማሕሙድ ዓሊ የሱፍ ኣቦ-መንበር ኮሚሽን እቲ ሕብረት ገይሩ መሪጹ። ነዚ መዝነት ሒዙ ዝነበረ ጫዳዊ ሙሳ ፋኪ ...
(ኔቶ) ሓዊሱ ንኣስታት 50 ሃገራት መሓዙት ዩክሬን መደረ ዘስምዐ ሚኒስተር ምክልኻል ኣመሪካ ፒት ሄግሰት፡ ቀዳምነታት ሃገራቱ ኣነጺሩ ኣሎ። ንመደረ እቲ ሚኒስተር ስዒቡ ድማ እቲ ኪዳን ደጊሙ ምስ ...
ሰሉስ ንመራሒ ዮርዳኖስ ንጉስ ዓብደላ ካልኣይ ናብ ቤት ጽሕፈቱ ተቐቢሉ ዘዘራረበ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ኣመሪካ ንወሽጥመ ቓዛ ተቖጻጺራ ከተልምዕን ነበርታ ድማ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ናይ ምግዓዝ ...
(ህወሓት) ብመምርሒታትን ኣዋጃትን እቲ ቦርድ ክኸይድ ኣቕሪበሉ ድሕሪ ዝበሎ ተደጋጋሚ መጠንቀቕታ ኣይተግበረን ስለ ዝበለ፡ ንሰለስተ ኣዋርሕ ዝኸይድ ክልከላ ከም ዘንበረሉ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዘውጽኦ ...
President Donald Trump on Thursday signed a memorandum calling for reciprocal tariffs on America’s trading partners. “If you ...
ላዕለዋይ መሪሕነት ጸረ-ሽበራዊ መጥቃዕቲ ሰባስቲያን ጎርካ፡ ካብ ጥሩፋት እስላማዊ ጉጅለታት ዝብገስ ዘሎ ዓለምለኸ ስግኣታት ምውሳኹ ገሊጹ። እቲ ላዕለዋይ ዳይረክተር ኣብ ኣሃዱ ጸረ-ግብረ ሽበራ ...
ኣብ ኣፍጋኒስታን ከተማ ኩንዱዙ ሎሚ ሰሉስ 11 የካቲት 2025 መሃያ ንምውሳድ ኣብ ኣፍደገ ጨንፈር ባንኪ ካቡል መስርዕ ሒዞም ይፅበዩ ኣብ ዝነበሩ ሰባት ብዘጋጠመ ርእሰ-ቕትለታዊ መጥቃዕቲ ነታጕ ...
ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ጎንጂ 13 መማህራን ቀዳማይ ቤ/ትምህርቲ ኮሬ ብዕጡቃት ፋኖ ከምዝተጨወዩ ስድራቤቶም ገሊጾም። ብሰንኪ ንደሕንነቶም ምስጋእ ስሞም ክዕቐበሎም ዝሓተቱ ምንጭታት መስርሕ ትምህርቲ ...
ሚንስትሪ ጥዕና ኡጋንዳ፡ ቁጽሪ ኣብታ ሃገር ብቫይረስ ኢቦላ ዝተለኽፉ ዜጋታት ትሽዓት ምብጽሑ ሎሚ ሰሉስ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ከም ዘስፈሮ፡ ብዝሒ ብኢቦላ ዝተለኽፉ ዜጋታት ሰለስተ ድሕሪ ...