ሚንስትሪ ጥዕና ኡጋንዳ፡ ቁጽሪ ኣብታ ሃገር ብቫይረስ ኢቦላ ዝተለኽፉ ዜጋታት ትሽዓት ምብጽሑ ሎሚ ሰሉስ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ከም ዘስፈሮ፡ ብዝሒ ብኢቦላ ዝተለኽፉ ዜጋታት ሰለስተ ድሕሪ ...
Rwanda-backed M23 rebels threatened on Tuesday to advance on Bukavu, the capital of South Kivu province. Heavy shelling was ...
U.S. President Donald Trump on Monday raised tariffs on steel and aluminum imports from 10% to 25%. Trump’s executive orders ...
ጎረባብቲ ሃገራት ማእከላይ ምብራቕ፡ ፍልስጤማውያን ንምዕቋብ ኣብ ዝግበር መስርሕ ንምስታፍ፡ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ሎሚ ሰሉስ ናብ ቤት መንግስቲ ዋይት ሃውስ ንመራሒ ዮርዳኖስ ንጉስ ...
ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ናይ ክልል ትግራይ፡ ሰኑይ ምሸት ኣብ ሓደ መዘናግዒ ስፍራ፡ ሓደ ሰብ ብደርበዮ ቦምባ 17 ሰባት ቀሊልን ከቢድን መጓዳእቲ በፂሑዎም። በቲ መጥቃዕቲ ዝሞተ ሰብ ከም ዘየለ ...
ፓሪስ ኣብ ዝቃናዕ ዘሎ ዋዕላ ኣርተፊሻላዊ ብልሒ ሎሚ ሰሉስ መደረ ዘምስዐ ምኽትል ፕረዚደንት ኣመሪካ ጀይዲ ቫንስ፡ ደምበ ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ኣርተፊሻላዊ ብልሒ ዝግበሮ ክቱር ቍጽጽር ናብ ...
መራሕቲ ሩስያን ዩክሬንን ነቲ ኣስታት ሰለስተ ዓመታት ዝወሰደ ወራር ሩስያ ንምኽታምን ዝርርብን ንምክያድን መዓልታት ኣብ ዝተረፈሉ ሕጂ እዋን፡ ክልተኣን ሃገራት ንመደበር ጸዓት ሓድሕደን ኣጥቂዐን። እዚ ከምዚ ኢሉ እናሃለወ፡ ምኽትል ፕረዚደንት ኣመሪካ ጀይ.ዲ. ቫንስ ምስ መራሒ ዩክሬን ኣብ ሙኒክ ጀርመን ክራኸብ መደብ ...
Demonstrators protested on Tuesday in front of the office of Israeli Prime Minister Benjamin Netanyahu in Jerusalem to demand the release of all hostages held in Gaza, as his security Cabinet met amid ...
ኣብ ኣፍጋኒስታን ከተማ ኩንዱዙ ሎሚ ሰሉስ 11 የካቲት 2025 መሃያ ንምውሳድ ኣብ ኣፍደገ ጨንፈር ባንኪ ካቡል መስርዕ ሒዞም ይፅበዩ ኣብ ዝነበሩ ሰባት ብዘጋጠመ ርእሰ-ቕትለታዊ መጥቃዕቲ ነታጕ ሓሙሽተ ሰባት ምሟቶምን ካልኦት ብዙሓት ድማ ምቁሳሎም ሰበ-ስልጣን ጣሊባን ሓቢሮም። ወሃቢ ቃል ፖሊስ እቲ ኸባቢ ጁማዲን ...
ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ፡ እቲ ኣብታ ሃገር ዝረአ ዘሎ ግጭትን ዘስዕቦ ሰብኣዊ ቅልውላውን ኣብ ግምት ብምእታው፡ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሰብኣውነት ቤት ትምህርቲ ንምኽፋት መበገሲ ከምዝኾኖ፣ ፕረዚደንት እቲ ማሕበር ኣቶ ኣበራ ቶላ ንድምፂ ኣመሪካ ተዛሪቦም። ዲን እቲ ቤት ትምህርቲ ዶ/ር ደመቀ ኣቺሶ ...
Some schools and universities are reopening in Goma for the first time since M23 rebels took control in the eastern DRC’s key ...
President Trump on Sunday reiterated his pledge to take control of Gaza. Trump said, “We’re committed to owning it, taking it ...